መግለጺ መርፍእ ኢንሱሊን
ሓድሽ መርፍእ ኣእቱ
ብርዒ ኢንሱሊን ኣይተንቀጥቅጥ፣ የግዳስ ንድሕሪትን ንድሕሪትን ብምግዓዝ ከም
ዚተሓዋወስ ግበር
ነቲ ብርዒ ናብ 2 ቐይሮ እሞ ነቲ ብርዒ
ጸቕጢ ግጠሮ። ኣብ መርፍእ ሓንቲ ነጥቢ
ትርኢ
ድሕርዚ እቲ ናይ ኣየር ዓፍራታት ካብ ብርዒ
ይወጽእ እሞ እታ መርፍእ ጥዕይቲ ምዃና
ትፈልጥ ኢኻብርዒ ቕኑዕ ትገብር እንተ ኣላ
ኸኣ ትፈልጥ ኢኻ
ነቲ ብርዒ ናብቲ እተሰማምዓሉ ኣሃዱ ኢንሱሊን ቀይሮ
መርፍእ ኣብ ቈርበት ኣእትዎ
ተወሳኺ ጸቕጢ ኽሳዕ ዘይግበረሉ ነቲ መተርኣስ
ጸቕጢ ግጠሞ
ብርዒ ናብ 0 ተመሊሱ እንተ ዀይኑ ርአ እሞ ነቲ
ብርዒ ኻብ ቈርበትካ ቕድሚ ምውጻእካ 10 ኻልኢት
ተጸበ
እዚ ኸኣ እቲ ኢንሱሊን ካብ ቈርበትካ ንኸይውዳእ ይዓግቶ
ሓድሽ መርፍእ ኣእቱ
ብርዒ ኢንሱሊን ኣይተንቀጥቅጥ፣ የግዳስ ንድሕሪትን ንድሕሪትን ብምግዓዝ ከም
ዚተሓዋወስ ግበር
ነቲ ብርዒ ናብ 2 ቐይሮ እሞ ነቲ ብርዒ
ጸቕጢ ግጠሮ። ኣብ መርፍእ ሓንቲ ነጥቢ
ትርኢ
ድሕርዚ እቲ ናይ ኣየር ዓፍራታት ካብ ብርዒ
ይወጽእ እሞ እታ መርፍእ ጥዕይቲ ምዃና
ትፈልጥ ኢኻብርዒ ቕኑዕ ትገብር እንተ ኣላ
ኸኣ ትፈልጥ ኢኻ
ነቲ ብርዒ ናብቲ እተሰማምዓሉ ኣሃዱ ኢንሱሊን ቀይሮ
መርፍእ ኣብ ቈርበት ኣእትዎ
ተወሳኺ ጸቕጢ ኽሳዕ ዘይግበረሉ ነቲ መተርኣስ
ጸቕጢ ግጠሞ
ብርዒ ናብ 0 ተመሊሱ እንተ ዀይኑ ርአ እሞ ነቲ
ብርዒ ኻብ ቈርበትካ ቕድሚ ምውጻእካ 10 ኻልኢት
ተጸበ
እዚ ኸኣ እቲ ኢንሱሊን ካብ ቈርበትካ ንኸይውዳእ ይዓግቶ